Menghis Tesfayፋርማሲስት ተስፋይ መንግስ ኣብ 1970 ብሞያ ፋርማሲ ድሕሪ ምምራቑ፣ ኣብ ǭ;ርማሲ ካቴድራል ኣስመራ፣ ነ'45 ዓመት፣ ብሞያኡን ብናይ ስነ-ቅመማ ንጥፈታቱን ኣገልጊሉ። ሓደ ካብ ገዳይም መስረትን መራሕትን ፋርማሰቲካዊ ማሕበር ኤርትራ ኢዩ። ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን፣ ኣብ ጋዜጣን ሬድዮን ቴሌቪዥንን፣ ከምኡ'ውን ኣብ ዩትዩብ፣ ቃለ መሕትታትን ምኽርታትን ኣስተምህሮታትን ኣቕሪቡ። በዓል ሓዳርን፣ ኣቦ ኣርባዕተ ውሉዳትን ኢዩ። ኣብ 2019 ህልኽ ተስፎምን ሃብቶምን፣ ኣብ 2020 ከኣ፣ ሕድሪ መድህንን ኣልጋነሽን ዘርእስተን መጻሕፍቲ ደሪሱን ኣሕቲሙን። Read More Read Less
An OTP has been sent to your Registered Email Id:
Resend Verification Code